ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ትካላት ፅርየት ዘለዎ ፍርያትን ኣገልግሎትን ምቕራብ ከምዝግባእ ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ትካላት ትካላት ፅርየት ዘለዎ ፈርያትን ኣገልግሎትን ምቕራብ ከምዝግባእ ተዛሪበን።

እተን ፕሬዚዳን ምስ ኣባላት ቦርድ ትካል ፅርየት ህያብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን።

ኣብቲ ዝተገበረ ዘተ፥ እቲ ትካል ይገብሮም ብዛዕባ ዘለዉ ተግባራትን መሓየሽታትን ምልዛበን ኣፍሊጠን።

ኣብ ትካላት ፅርየት ዘለዎ ፍርያትን ኣገልግሎትን ምቕራብ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ እዋን እቲ ዘተ ተዛሪበን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment