ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ክልቲኣዊ ዘተ ኣሳሊጠን።

እተል ፕሬዚዳንት ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ፕሬዚዳንት ጅቡቲውን ኢስማኤል ኦማር ጌሌን ፕሬዚዳንት ኮትዲቯሩ ኦላሳን ኦታራን እየን ተዛቲየን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ከምኡውን ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢቻድን ኣልጄሪያን እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት በምድሃብ ተዛቲየን ኢየን።

ብምክትል ዋና ፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ደቂ ኣኒስቲዮ እውን ኣዘራሪበን ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment