ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ  ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

ብተናፀል ዘይኮነስ ሕብረት ዕላማ የዐውት፣ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ  ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፉ ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ ኢለን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment