ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ወገናት ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ወገናት ደገፍ ገይረን።

እተን ፕሬዚዳነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ ሸሞንተ ንዝነብሩ ኣስታት 300 ዝኾኑ ወገናት ኢየን ደገፍ ገይረን።

ኣብ ፀገም ነዝርከቡ ወገናት ኣብ ምሕጋዝ ኩሉ ሰብ ትፅቢት ዝግበረሉ ሓላፍነት ነክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪበን።

ኣብ ፀገም ንዝርከቡን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉን ዜጋታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ዘኽእሉ ስራሕቲ ክስርሑ ከምዝግባእ አወን ምዝራበን ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment