ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን ግብርናን(ፋኦ) ኪዩ ዶንግዩን ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግብን ስነ ምግብን ንምርግጋፅ ንዝገበሮ ሓገዝ አመስጊነን።

ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ሓደጋ ናይ ምፅዋር ዓቕማ ንምህናፅ ልምዓት ግብርና ኣብ ምፍላጥ ልዑል መሻርኽቲ ብምዃን ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦን ደገፍን ምምስጋነን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment