ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣባላት ቦርድ ምምሕዳር ፌዴሬሽን ኮሚቴ መፅናዕቲ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ዘቲየን።
እቶም ኣባላት ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ገይሮም።
ድሕሪ እቲ ዑደት ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ምንቅስቓስ ስራሕ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም።
ዝተጠናኸረ ምትሕብባርን ደገፍን ምግባር ኣብ ዘድሊዮም ዛዕባታት እውን ምዝታዮም ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።