ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ልእልቲ ዌሴክስ እንግሊዝ ሶፊ ራይስ-ጆንስን ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዑደት ኣብ ምግባር ምስ ዝርከባ ልእልቲ ዌሴክስ እንግሊዝ ሶፊ ራይስ-ጆንስን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዛት ኣድሂበን ተመያይጠን።

ኣብ ምይይጠን ዓይነ-ስውርነት ኣብ ምጥፋእ፤ ኣብ እዋን ኲናት ዝበፅሑ መጥቃዕቲታት ምክልኻልን ኣብ ሰላምን ፀጥታትን ኣስተዋፅኦ ደቂ ኣንስትዮን ኣድሂበን ዘትየን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋን እቲ ዘተ፤ ፃዕሪ እተን ልእልቲ ዝነኣድ ከምዝኾነ ገሊፀን።

ኢትዮጵያ እውን ነዞም ሰብኣዊ ጉዳያት ትኹረት ከምትህብ ከምዝገለፃ ካብ ቤት ፅሕፈት እተን ፕሬዝዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment