ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ንኹሎም ሚኒስትራት ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ኣንድሪ ራጆሊና ንኹሎም ናይታ ሃገር ሚኒስትራት ኣሰናቢቶም ተባሂሉ።

እቶም ፕሬዚዳንት ንኹሎም ሚኒስትራት ዘባረርሉ ምኽኒያት ኣይተፈለጠን።

ይኹን እንበር ንሕድሕድ ሚኒስትር ብኣካል ብምርካብ ኣፈፃፅማ ስርሖም ትሑት ምዃኑ ሓቢሮሙሎም ከምዝነበሩ ተገሊፁ።

ፍልፍል፡-ሲጂቲ ኤን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment