ፕሬዚዳንታት ርዋንዳን ኬፕ ቨርዴን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፖል ካጋሜን ፕሬዚዳንት ኬፕ ቨርዴ ጆሴ ማሪያ ፔሬራ ኔቬስን ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ፕሬዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣቀባበል ገይረናሎም።

ብተመሳሳሊ ፕሬዚደንት ኬፕ ቨርዴ ጆሴ ማሪያ ፔሬራ ኔቬስ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ እተን ኒስትር ቱሪዝም ኣቀባበል ገይረናሎም።

ብመራኦል ከድር

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment