ፓርክ ሓድነት ዓውደ ምርኢት ዓርዓር ነብሪ ንበፃሕቲ ክፍቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መካነ እንስሳት ፓርክ ሓድነት ዓውደ ምርኢት ዓርዓር ነብሪ ንበፃሕቲ ክፍቲ ገይሩ።

እተ ዓውደ ምርኢት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክፍቲ ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡

በፃሕቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ናብቲ ፓርኪ ብምምፃእ ነቶም ፅቡቓት እንስሳት ክዕዘቡ ከምዝኽእሉ እቲ መካነ እንስሳት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment