ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ክገብር ኢዩ።

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣይተ ኣደም ፋራህን ካልኦት ኣመራርሓታትን ናብ ከተማ ጂግጂጋ ኣቲዮም።

እቶም ኣመራርሓታት ኣብ ኣብ ጂግጂጋ እንትበፅሑ ድማ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኢብራሂም ዑስማን፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ሶማሌ ኢንጂነር መሓመድ ሻሌን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ክገብር ኢዩ

ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment