ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ግቡእ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ- ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ግቡእ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኣፈፃሚ ኮሚቴ ስራሕ እቲ ፓርቲ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም።

እቲ ፓርቲ ንመዓልታት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕን ማእከላዊ ኮሚቴን እንታይነት ኢንተርኔት፣ እወንታዊ ዕድልን ፈተናታትን ዝጠመተ ሰፊሕ ገምጋም ምግባሩ ኣብሪሆም።

እዚ እዋን ኣብ መንጎ ቴክኖሎጂ ብኣግባቡ ምጥቃምን ዘይምጥቃምን ኣብ ዝግበር ውድድር ዝተደረኸ ይኸውን ከምዘሎ ሓቢሮም።

ፓርቲ ብልፅግና ነዚ ብምግንዛብ ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ግቡእ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር)።

ብምስክር ስናፍቅ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment