ፓርቲ ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ ማኒፎስቶ መረፅኡ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ፓርቲ ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ማኒፎስቶ መረፃ ኣካይዱ።

እቲ ፓርቲ፥ ኣብ ዝቕፅል መረፃ ዝዕወት እንተኾይኑ ምምሕያ ዝገብረሎም ኣማራፂታት ፖሊሲ ዕላዊ ገይሩ።

ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ብኣብዛሓ ድምፂ እንተስዒሩ ፈለማ ሕገ-መንግስቲ ንኽቕየር ሕገ-መንግስቲ ዘርቅቕ ኮሚሽን ከምዘጣይሽ ኣብ ማኒፌስትኡ ምግላፀ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ ከምዝሰርሕ እውን ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment