ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ፎረም ኢንተርፕራይዛት ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ፎረም ብዲፓርትመንት ኢኮኖሚ፣ ንግድን ቱሪዝምን ሕብረት ኣፍሪካ ኢዩ ተሰናዲኡ።
ብፍላይ ኣብ ጀመርቲ ፈጠርቲ ስራሕ መናእሰይ ብክእለትን ፈጠራ ስራሕን ንክተባብዑ ዘኽእሉ ፖሊሲታት ንምቕራፅ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት ኢንቨስት ንክገብሩ ንምግባርን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ነቶም ኢንተርፕራይዛት ደገፍ ንምሃብን ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።