ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ ማልታ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ ማልታ ተሳሊጡ።

እቲ ፎረም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ማልታን ትካል ፕሮሞሽን ንግዲን ምስ ዝኾነ ትሬድማልታን ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ብምትሕብባር ዘሰናደኦ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ጥዕና፣ ኣይሲሲ፣ ትምህርቲ፣ ኮንስትራክሽን ፣ ቱሪዝም፣ ዕደናን ወዘተ ኣብ ዝህልወን ጉዳያት ዘተ ንምግባር ዓሊሙ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብትእግስት ኣስማማው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment