ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግድን ኢትዮ-ቱርክ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግድን ኢትዮ-ቱርክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

ሓለፍቲ ስራሕ ኮሚሸን ኢንቨሰትመንት ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዕዲን ዓውዲ ማሕበራትን፣ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ቱርክን ካልኦትን ተሳቲፎም።

ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ መትሕበባር ንግዲን ኢኮኖሚን ክብ ምባል ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ዘተ ከምዝተገበረ ኣብ ኤምባሲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment