ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሳይንስ ሙዚየም ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ፎረም ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፣ ሚኒስቴር ቱሪዝም፣ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ተረኺቦም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment