ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ፎረም ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ምኽክር ከምዝግበር ተገሊፁ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ ብምትሕብባር ክሰርሑ ኣብ ዝኅእሉሎም ጉዳያት ብምድሃብ ዘተ ከምዝግበር ካብ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

Comments (0)
Add Comment