ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ቶቢያስ ናይቦ ዘቲየን።

ኣብ ኢኮኖሚ ስታትስቲክስ፣ ምምሕዳር ፐብሊክ ኢንቨስትመንት ደገፍ ቴክኒክ ብምግባር በምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታዮም ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምትሕብባር ከምዝሰርሑ ምርግጋፆም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)÷ ትሕዝቶ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ዝትግበርን ኣብዚ ሰሙን ዕላዊ ዝግበርን ፕሮግራም ልምዓት ስታትስቲክስ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብሪሀን።

ኣይ ኤም ኤፍ ኣብቲ ጉዳይ ዘለዎ ልምዲን ዓቕሚ ቴክኒክን ንሰብ ሞያ ኢትዮጵያውያን ንኸካፍል ሓቲተን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment