ፍቓድ ኣገልግሎት ሞባይል ባንኪንግ ንኩባኒያታት ወፃኢ ዘይተውሃበሉ ምኽኒያታት ብመንፅር ብሄራዊ ድሕንነትን ረብሓን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ  ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍቓድ ኣገልግሎት ሞባይል ባንኪንግ ንኩባኒያታት ወፃኢ ዘይተውሃበሉ ምኽኒያታት ብመንፅር ብሄራዊ ድሕንነትን ረብሓን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ  ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ኢትዮ ቴሌኮም ስርዓት ክፍሊት ሞባይል ”ቴሌብር ” ብዕሊ ኣብ ዝጀመረሉ መድረኽ ኢዩ።

ፍቓድ ኣገልግሎት ሞባይል ባንኪንግ ንኩባኒያታት ወፃኢ እንተተዋሂቡ  ኢትዮጵያ  500 ሚሊዮን ዶላር ትስእን ኢያ ኢሎም።

ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ካልኦት ኦፕሬተራት ምውድዳር ዘኽእል ዓቕሚ ክሳብ ዝፈጥር ናይ ሓደ ዓመት ጊዘ ዝተዉሃቦ እንትኸዉን፥ ድሕሪ ሓደ ዓመት ንኻልኦት ኦፕሬተራት ፍቓድ ኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment