ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ኡትዮጵያ ናብ ዕዳጋ ጂቡቲ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ኡትዮጵያ ናብ ዕዳጋ ጂቡቲ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ።

ፈላማይ ፎሮም ፍራምረ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

ለኣኽቲ ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ልዕሊ 20 ፅርየት ዘለዎም ፍሪያታት ንቀንዲ ቀንዲ ዕዳጋታት ጂቡቲ ንምቕራብ ኣብቲ መድረኽ ተስማዕሚዖም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ቀጠቀናዊ ምትእስሳር ንግዲ ምጥንኻር ከምዘድሊ ኣብቲ ምግላፁ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment