ፍሬወይኒ ሃይሉ ሓዊሱ 4 ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብብርኪ ዓለም ናብ ዝካየድ ሻምፒዮና ቤልግሬድ ውድድር ፍፃመ ጒያ ውሽጢ ገዛ  ሓሊፎም

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 10፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሬወይኒ ሃይሉ ሓዊሱ 3 ኢትዮጵያዊያን ኣትሊታት ብብርኪ ዓለም ናብ ዝካየድ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ፍፃመ ጒያ ውሽጢ ገዛ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ሓሊፎም።

ብመሰረት እዚ ፍሬወይኒ ሃይሉን ሃብታም ኣለሙን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ መፃረዪ ውድድር ነቲ ርሕቐት ብቐዳምነት ዛዚመን።

ብደቂ ተባዕቲዮ ድማ ኣትሌት ታደሰ ለሚን ሳሙኤል ተፈራን ነቲ ውድድር ቀዳሞት ኮይኖም ብምዝዛሞም ናብ ፍፃመ ውድድር ሓሊፎም።

ብድምር እቶም ኣርባዕተ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብብርኪ ዓለም ናብ ዝካየድ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ፍፃመ ጒያ ውሽጢ ገዛ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ሓሊፎም።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment