ፍሪያት ስሚንቶ ንምውሳኽ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ስሚንቶ ንምውሳኽ ዘኽእል ዘተ ምስ ኣመራርሓ ፋብሪካ ስሚንቶ ምክያዱ ሚኒስትር መኣድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም።

ኢንጂነር ታከለ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ዘተ እቲ ፍሪያት ክውስኸሉ ኣብ ዝኽእል ዛዕባ ዘድሃበ ኢዩ ነይሩ።

ድሕሪ ውሱናት ኣዋርሕ እተን ፋብሪካታት ድልየት “ከሰል ድንጋይ” ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣብ ምርድዳእ ከምዝተበፅሐ ተዛሪቦም።

 

ብኣፍረይቲ ስሚንቶ ዝተልዓሉ ቅርታታት ንምፍታሕ ፃዕሪ ከምዝግበር እውን ገሊፆም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment