ፍሪያት ሕርሻ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ “መካነ ርዕይ” ኣብ ከተማ ዶሃ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ሕርሻ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ “መካነ ርዕይ” ኣብ ከተማ ዶሃ ተኸፊቱ።

ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን ኣትክልቲን ፍራምረን ዝተኸፈተ እቲ ዓውደ ርእይ ሚኒስተር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ  ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መሪቖም ከፊተምዎ።

ኣብቲ ስነስርዓት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ግብርና ሶፊያ ካሳ (ዶር)፣ ሚኒስትር ዴኤታ ነግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌን ካልኦት ኣባላት ዲያስፖራን ከምዝተረኸቡ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment