ፍሉጥ ተፃዋቲ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ተፃዋቲ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።

ኣብ ቀረባ እዋን ንስራሕ ናብ ሃገረ ጣሊያን ዝተጓዓዘ ተፃዋታይ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው÷ ኣብ ዝደቀሰሉ ክፍሊ ህይወቱ ሓሊፉ ከምዝተረኸበ ካብ ቀረባ ፈተውቱ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ዳዊት ፍሬው መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት እናተፃወተ ዝሰርሖም ሰለስተ ኣልበማት ሙዚቃ ዘለዉዎ እንትኸውን÷ ወዲ ፍሉጥ ድምፃዊ ፍሬው ሃይሉ ኢዩ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

Comments (0)
Add Comment