ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኢሳያስ ጅራን ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት መደረ ገይሮም።

ቆፀራ ደምፂ ዝገብሩን ቃለ ጉባኤ ዘሕዙን ወልቀ ሰባት ድሕሪ ምምራፆም፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 2016 ዓ.ም ብምቕራብ ዘተ ይግበረሎም ከምዘሎ ኣብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment