ፌዴሬሽን  ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ  ንኣትሌቲክስ ትግራይ እግሪ ምትካል ዝውዕል ደገፍ 2 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ እግሪ ምትካል ዝውዕል ደገፍ 2 ሚሊየን ብር ገይሩ።

እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንኣመራርሓታት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ ኣረኪበነኦም።

ብፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ዝተመርሐ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ምምርሑ ይዝከር።

ዕላማ ጉዕዞ እቲ ልኡኽ፥ ኣትሌታት ተወለድቲ ትግራይ ምስ ስድረኦም ምርኻብ ከምዝኾነ ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment