ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ግፍዒ ዝተፈፀመሎም ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘኪሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ግፍዒ ዝተፈፀመሎም ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘኪሩ ውዒሉ።

ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ደቒቓ ፀሎት ሕልና ብምግባር ዘኪሮም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment