ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ልደታ ክፍለ ከተማ ዘህነፆ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ልደታ ክፍለ ከተማ ዘህነፆ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ገዛ ሎሚ ኣረኪቡ።

እቲ ገዛ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ቀበሌ 47 ዝርከብ እንትኸውን፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ሓዊሱ ናይቲ ትካል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ዝተረኸብሉ ርኽክብ ተገይሩ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፥ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና ዘይነሸንፎ ነገር የለን ኢሎም።

እዚ ሕድሳት ገዛ እውን ኣርኣያ ብምዃን ሰሪሕና ኢና እወን ኢሎም።

እቲ ሕድሳት ገዛ ዝተገበረለን ወይዘሮ መሰረት አለማየሁ ብግደአን፥ ኣብ ዝማዕረገ ገዛ ብምእታወን ዝተሰመዐን ሓጎስ ብምግላፅ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣመስጊነን።

ብዳግማዊ ዴክሲሳ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment