ፋብሪካ ሴራሚክስ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ስራሕ ንኸኣቱ ዘኽእል ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣረርቲ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክስ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ስራሕ ንኸኣቱ ዘሕግዝ ልዝብ ይግበር ኣሎ።

ሚኒስትሩ መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ጌታቸው ጀምበርን ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ፋብሪካን፤ እቲ ፋብሪካ ሴራሚክ ዘጋጠሙዎ ፀገማት ተፈቲሖም ናብ ስራሕ ኣብ ዝእተወሉ ዙሪያ ተዛቲዮም።

ኢንጅነር ታከለ ኢማ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዘካተተ ልኡኽ፥ ኣብ ክልል ኣምሓራ ወረዳ ምንጃር ሸንኮራ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣረርቲ ዝርከቡ ፋብሪካታት ሴራሚክ፣ ጫለባን ዕንፀይቲን ዑደት ገይሮም፡፡

ብለይኩን ኣለም

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment