ፋብሪካ መፍረዪ ቡቕሊ ሱፍሌ ማልት ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ሌሜ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረዪ ቡቕሊ ሱፍሌ ማልት ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
እቲ ፋብሪካ በ60 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ኣብ ኮርፔሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እቲ ፋብሪካ ኣብ ዓመት 60 ሺሕ ቶን ቡቕሊ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ኣብ ግብርና ዝሰርሕ ኢንቪቮ ግሩፕ ብዝተብሃለ ኩባኒያ ፈረንሳይ ትሕቲ ዝርከብ ሱፍሌት ማልት ኣብ 38 ሃገራት ዝተፈላለዩ ፋብሪካታት መቀነባበርቲ ፍሪያታት ገብርና ኣለውዎ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment