ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን።

መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ተኻይዱ፡፡

ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ 2 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላልየን፡፡

በዚ ድማ ሰቶታት ፋሲል ከነማ ቃልኪዳን ዘላለምን ኣምሳሉ ጥላሁንን እንተመዝግቡወን፤ ሸቶታት ሲዳማ ቡና ድማ ይክል ኪፕሩል ኣመዝጊቦምወን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment