ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብእዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ናይ ገርባሳ ኣምፊ ቴአትር መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ብእዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ናይ ገርባሳ ኣምፊ ቴአትር መሪቖም ከፊቶም።
 
ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን እቲ ክልልን ተረኺቦም።
 
ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምስታፍ ጅግጅጋ ምእታዎም ይዝከር።
Comments (0)
Add Comment