ፈረንሳይ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 1 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከባቢ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝውዕል 1 ሚሊየን 76 ሺሕን 687 ዩሮ ሓገዝ ገይራ።

እቲ ሓገዝ ኣብቲ ከባቢ ብዘጋጠመ ድርቂ ምኽንያት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ንምድሓን ዝተጀመረ ስራሕ ከምዝሕግዝ ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment