ፈረንሳይ ኣብ ማሊ ዘዋፈረቶም ወታደራታ ክተውፅእ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ማሊ ንወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘዋፈረቶም ወታደራታ ከምተውፅእ ፈሊጣ።

እቲ ውሳነ ብፈረንሳይን መሓዙታን ዝተፈረመ እንትኸውን፥ ብፍላይ ንማሊ ዝተቖፃፀረ ወታደራዊ ሓይሊ ምስ ወታደራዊ ዘፈራት ፈረንሳይ ብሓባር ንምስራሕ ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ ዝተወሰነ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ስለዝኾነ ድማ ኣብ ማሊን ዞባ ሳሕልን ምስ ዝርከቡ ዕጡቓት ኣብ ዝግበር ውግእ ሓገዝ እናገበሩ ዝነበሩ ፈረንሳይን መሓዙታን ወታደራዊ ሓይሊታቶም ካብቲ ከባቢ ንምውፃእ ምውሳኖም ተሓቢሩ፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ፈረንሳይ ወታደራታ ንማሊ ብምልቃቕ ኣብ ከባቢ ወሽመጥ ባሕሪ ኒጀርን ጊኒን ክሳብ 2022 ንምፅናሕ ትልሚ ከምዘውፅኡ ቲ ኣር ቲ ወርልድ ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment