ፈረንሳይ ንሪፈራል ሆስፒታል ደሴ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ንሪፈራል ሆስፒታል ደሴ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ።

ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾን ዝተፈላለዩ ሚኒስትራትን ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ደሴ ኣቲዮም፡፡

ኣምባሳደር ሬሚ ማሪሾ÷ ንሪፈራል ሆስፒታል ደሴ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ኣረኪቦም።

ብኻሊእ መዳይ ሪፈራል ሆስፒታል ደሴ መሊስካ ንምህናፅ ዘኽል ሓዱሽ ፕሮጀክት ዕላዊ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ብኢሳያስ ገላው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment