ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ።
እቲ ፅዋዕ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፅእ ተፈሊጡ።
ፅዋዕ ዓለም ንምረኢት ካብ ሞንጎ ዝቐርበለን ሃገራት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢያ።
ምስቲ ፅዋዕ ዓለም ድማ ፈረንሳዊ ነበር ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ዴቪድ ትሪዝጌ ሓቢሩ ከምዝመፅ እውን ተፈሊጡ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።