ፅባሕ ኣብ ዝጅምር ኣኼባ ኣባል ሃገራ ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳይ ዝቕባበ ዋጋን ዩክሬንን ክመክር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝጅምር ኣኼባ ኣባል ሃገራ ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳይ ዝቕባበ ዋጋን ዩክሬንን ከምዝመክር ተገሊፁ።

እቲ ኣኼባ፥ ጃፓን ብኣቦ መንበርነት ከምትመርሖ እውን ሚኒስቴር ገንዘብ እታ ሃገርብምፅራሕ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ፡፡

ሸ ውዓቲአን ብኢኮኖሚ ዝማዕበላ ሃገራት፥ ብዛዕባ ብብርኪ ዓለም ዘሎ ምትእስሳርን ኣብ ድሕሪ ሉላዊ ኢኮኖሚ ዘለዉ ጉዳያትን ኣድሂበን ከምዝዛተያ እውን ተሓቢሩ፡፡

ኣባል ሃገራ ጉጅለ 7 ተባሂለን ዝፍለጣ ሃገራት ካናዳ፣ ፈረንሳይ፣ ጀርመን፣ ጣሊያን፣ ጃፓን፣ እንግሊዝን ኣሜሪካን ኢየን፡፡

ጎድና ጎኒ ኣኼባ እተን ሃገራት ድማ መራሕቲ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ርክብ ከምዝህልዎም ተገሊፁ፡፡

ኣብቲ ኣኼባ ንምስታፍ ሚኒስትር ገንዘብ ጃፓን ሹኒቺ ሱዙኪ ናብ ኣሜሪካ ከምዝጓዓዙ ተሓቢሩ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment