ፅባሕ ንዝኽበር መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዘድሊ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ንዝኽበር መበል 17 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዘድሊ ምድላው ከምዝተዛዘመ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም።

እቲ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ስታዲዮም ሃዋሳ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፥ እቲ ዕለት ዜጋታት ጉዳዮም ብዝምልከት ብስርዓት ፌዴራል ዝመሓደርሉን በቢከባቢኦም ርእሰ ምሕደራ ዝገብርሉን ናፅነት ዝረኸብሉ ኢዩ ኢሎም።

መንነትናን ፅባቐናን እነርእየሉ፣ ምስ ካልኦት ኣሕዋትና በዝበለፀ እንፋለጠሉ ብምዃኑ ብድምቀት ንምኽባር ዘኽእል ምድላው ተገይሩ ኣሎ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment