ፅባሕ መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ኣብ መላእ ሃገር ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ከምዝውዕል ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ብኣሰናዳእነት እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ መላእ ሃገር “ንኽብሪ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢየ! ክዝምር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣብ ዘለዎ ብሰንደቕ ዕላማ ኢትዮጵያ ብምድማቕ፣ ሰንደቕ ዕላማ ብምውልብላብን ክብ ብምባልን ኑጉሆ 2፡30 ንክልተ ደቒቕ ብሄራዊ መዝሙር ኢትዮጵያ ብምዝማር ኢትዮጵያዊነት ክብ ዝግበረሉ ዕለት ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ስለዝኾነ ድማ፥ ኩሉ ፈታዊ ሃገር እቲ መዓልቲ ኣብ ዘለዎ ኮይኑ ኣብቲ ዝተፀርሐ ሰዓት ንኸኽብር እቲ ምምሕዳር ከተማ ፀዊዑ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment