ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ክታበት እንስሳት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ክታበት እንስሳት ክካየድ ኢዩ።

ሎሚ ኣብ ሞያሌ ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ እቲ ክታበት ዶብ ዘለል ተዛመድቲ ሕማማት እንስሳት ንምክልኻል ዘኽእል ኣብ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ።

ብመሰረት እዚ ብምትሕብባር ኢጋድ ኣብ ዶብ ኬኒያን ኢትዮጵያን ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ክታበት እንስሳት ከምዝካየድ ካብ ሚኒስቴር ግብርና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment