ፀወታ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ጁባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ናይ በፂሕኻ መልሲ ፀወታኣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ከምትገብር ተገሊፁ፡፡

ብመሰረት እዚ ፀወታ በፂሕኻ መልሲ እተን ሃገራት 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም 24 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ከምዝካየዱ ምግላፁ ሓበሬታ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

Comments (0)
Add Comment