ጨፌ ኦሮሚያ  ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፦

1.ኣብዱላዚዝ ዳውድ (ዶ/ር)—ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል

2.ኣብዲ ዩያ  (ዶ/ር)   —– –ኮሚሸነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ክልል ኦሮሚያ

3.መሰረት ኣሰፋ ——— ሓላፊት ቢሮ ንግዲ ክልል ኦሮሚያ

4.መብራት ባጫ —– —-ሓላፊ ቢሮ ህፃናትን ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮን ክልል ኦሮሚያ

5.ኣይተ ማቲዎስ ሰቦቃ —–   ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርቲን ክልል ኦሮሚያ

6.ኤባ ገርባ (ኢ/ር)———- ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን ክልል ኦሮሚያ

7.ኣይተ ጀማል ከድር  —– —– ሓላፊ ኤጀንሲ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ክልል ኦሮሚያ ብምዃን ከምዝተሸሙ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment