ጦር ሩሲያ ኣብ ኪየቭ ዝርከብ ካብ ኣውሮፓ ዝዓበየ መብላዕልዒ ኒውክሌር ሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ዩክሬን ትርክብ ዝፖሮዢያ ሙሉእ ለይቲ ውግእ ምስገበረ ካብ ኣውሮፓ ዝዓበየ ከምዝኾነ ዝዝረበሉ መብላዕልዒ ኒውክሌር ከምዝተቖፃፀረ ሰብ መዚ ዩክሬን ኣፍሊጦም።

“ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝፖሮዢያ ብጦር ሩሲያ ተታሒዛ” ክብል ሓላፊ ቁፅፅር ኒውክሌር ሩሲያ ጋዜጣዊ መግለፂ ምሃቡ ቲ ኣር ቲ ፀብፂቡ፡፡

ብዝተተሓሓዘ ዜና፥ ኣገልግሎት ቁፅፅር ሓበሬታ ሩሲያ፤ ”ቢቢሲ ሩስያ”፣ “ሬዲዮ ሊበርቲ”ን ሜዱዛን ዝተብሃሉ መራኸብቲ ሓፋሽ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ፡፡

እቶም መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጣዊ ፖለቲካን ድሕንነትን ሩሲያ እናጎድኡ ስለዝኾነ እገዳ ምንባሩ ኣመልኪቱ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment