ጦር መርከብ ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ጥሒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጦር መርከብ ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ጥሒላ።

ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ከምዝሓበሮ፥ ሞስኮቫ ዝተብሃለት ተሸካሚት ሚሳኤል መርከብ ክትጥሕል ዝኸኣለት እታ መርከብ ዝተሸከመቶ ጥይት ብምፍንጃሩን ውሽጣዊ ክፍሊ እታ መርከብ ብሓዊ ስለዝተጎድአን ኢዩ።

ኣብቲ እዋን ሰራሕተኛታት እታ መርከብ ኣብ ጥቓኣ ናብ ዝርከቡ መራኽበ ንባዕሎም ካብ ሓደጋ ከምዘትረፉ ተሓሩ።

እታ መርከብ ንፅገና ጉዕዞ ጀሚራ ዝነበረት ይኹን እምበር ኣብ ሞንጎ ግን ክትጥሕል ከምዝኸኣለት ተገሊፁ።

ዩክሬን ብግደኣ እታ መርከብ ብሚሳኤል ወቒዐ ክትጥሕል ዝገበርኩዋ ኣነ እየ እንትትትብል፥ ኣሜሪካ ድማ ምኽንያት አምጥሓል እታ መርከብ ክሳብ ሕዚ ከመዘየረጋገፀት ገሊፃ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment