ጥብ ዝበለት ማይ ምዕቛር ንሸቶ ሃገራዊ ምስሳን ምህርቲ ኣዝዩ ዘድሊ ተግባር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥብ ዝበለት ማይ ምዕቛር ንሸቶ ሃገራዊ ምስሳን ምህርቲ ኣዝዩ ዘድሊ ተግባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

በቢገዝኡ ካብ ዝናብ ዝተረኸበ ማይ ናይ ምዕቛር ልምዲ እናወሰኸ ምዃኑ ብምግላፅ፥ ጥብ ዝበለት ማይ ምዕቛር ንሸቶ ሃገራዊ ምስሳን ምህርቲ ኣዝዩ ዘድሊ ተግባር ኢዩ ኢሎም።

ኩለን ክልላት ነዚ ልምዲ ከማዕብላ ድማ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment