ጣና ነሽ ፪ ዝተሰየመት ጃልባ ናብ ኢትዮጵያ ጉዕዞ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትራንስፖርትን ሎጅስቲክን ባሕሪ ኢትዮጵያ ንግልጋሎት ትራንስፖርት ማይ ውሽጢ ሃገር ኢትዮ ፌሪስ ጣና ዝተዓደጋ ክልተ ዘበነዎት ጃላቡ ናብ ኢትዮጵያ ይመፅኣ ኣለዋ፡፡

ጣና ነሽ ፪ ዝተሰየመት ዘበናዊት ጃልባ ትራንስፖርት ህዝቢን ካልአይቲ ማእኸለይቲ ቅልጥፍቲ ናይ ትዕዝብቲ ጃልባን ኣብ መርከብ ኣሶሳ ተፅዕነን ናብ ኢትዮጵያ እናመፅኣ ይርከባ፡፡

ድሕሪ ናይ መዓልቲታት ጉዕዞ 24 መጋቢት 2016 ዓ.ም ኣብ ወደብ ጅቡቲ ክበፅሓ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ሓበሬታ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክን ባሕሪ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment