ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክልትሪክ ኢትዮጵያ፥ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኣዲጋላ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘሎ ዝምድና ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር መምርሒ ኮሚኒኬሽን እቲ ትካል ኣይተ ሞገስ መኮነን፥ እቲ ጣቢያ ና ጅቡቲ ንዝተዘርገሐ መስመር ማይ ኣተኣማማኒ ኤሌክትሪክ የቕርብ ኣሎ ኢሎም።
እቲ ትካል ንዘካይዶ ኣማራፂ ሓይሊን ብመትከል ሂብካ ምቕባል ንዝተመስረተ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝሓሸ ብርኪ ምብፃሕ እቲ ጣቢያ ኣስተዋፅኦ ይገብር ከምዘሎ ተዛሪቦም።