ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋዒ ኣየር ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ጠመተ ኣብ ዝጠልቡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝዝቲ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ፣ ትራኮማን ዓለም ለኸ ከባቢታት ቆላንን ትካል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓባር ዘሰናድእዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስት ድኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ፣ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ከባቢታት ቆላንን ትካል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዶ/ር ተሾመ ገብረን ተወከልቲ ሚኒስቴራት ጥዕናን መዳርግቲ ትካላትን ሃገራት ኣፍሪካ ተረኺቦም።
ትራኮማ ሓዊሱ ጠመተ ዝጠልቡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ኣብ ዘለዋ ሃገራት ፅዕንቶኦም ካብ እዋን ናብ እዋን ክብ ይብል ከምዘሎ ኣብቲ ጉባኤ ተገሊፁ።
ስለዝኾነ እቶም ሕማማት ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ስርዓት ቁፅፅር ኣብ ምዝርጋሕ ከመዝርከብ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።