ጎስጓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳልጥ ኣሎ።

እቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ይልቃል ከፋለን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣጀሚረሙዎ።

ኣብቲ ክልል ዘለዉ ኣፍረይቲ ዘለውዎም ፍሪያታት ኣብቲ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ሒዞም ቀሪቦም።

ብኣለምሰገድ ኣሳዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment